አዛ ኣፕ ሕቶታት ብዛዕባ ኤርትራን ዓለምን ማለት ታሪኽን ሓፈሻዊ ፍልጠትን ጠቐስ ሕቶታትን መልስታትን ዝሓዘለትን አያ. አቲ ሕቶታት ብመልክዕ ምርጫታት (الاختيار من متعدد) ተሰሪዑ ይርከብ. هذا التطبيق هو التطبيق اختبار بسيط عن إريتريا والعالم. وترد التاريخ وأسئلة أخرى من الموضوعات العامة كما أن هناك خيارات متعددة.